Interesting Facts 💡

Description
This channel will track down interesting things happening in the world. Throughout history. stay tuned! @triplek3
Advertising
We recommend to visit

https://www.hulepay.com/

Last updated 1 week, 3 days ago

🍿የ VIP ቻናላችንን በአነስተኛ ክፍያ በመቀላቀል ሁሉንም ፊልሞችን ማግኘት ትችላላቹ።
🍿 CHANNEL ~> @Wase_Records
🍿 BOT ~> @Wase_Records_Bot
🍿 OWNER ~> @The_hacker_person
🍿 VIP ~> @The_hacker_person

Last updated 3 days, 8 hours ago

አፍሪወርክ ቢዝነሶች እና የግል ቀጣሪዎች ለስራቸው ከሚፈልግዋቸው ፍሪላንሰሮች ፣ ቋሚ ሰራተኞች እንዲሁም የትርፍ ጊዜ ሰራተኞች ጋር በቀጥታ የሚገናኙበት ፕላትፎርም ነው።

አሰሪዎች ስራ ለመልቀቅ @freelanceethbot ይጠቀሙ

Afriwork in English @freelance_ethio

Last updated 1 month, 3 weeks ago

1 year ago
**ናይ ጋና ሊግ ተጫዋቲ ሚድያታት ዘስሓቐ …

ናይ ጋና ሊግ ተጫዋቲ ሚድያታት ዘስሓቐ ሽልማት @interstingfactstk

*〽️sowah adje ይበሃል ኣብ ጋና ሊግ ክለብ dreams ን ክለብ d'inter 1-0 ኣብ ዝሰዓረሉ ጨዋታ ኾኾብ ናይቲ ጨዋታ (man of the match) ብሙኻን ናይ adidas ሸበጥ ክሽለም ኽኢሉ እዩ።😂*

〽️እዚ ተግባር ድማ ብዙሓት ሚድያታት ዘስሓቐ ኽስተት ነይሩ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ።
** @interstingfactstk

1 year ago

Arsenal fans😂.. please don't commit suicide we have to reach 1.2k up to tommorow? 😂😭😭
@interstingfactstk

1 year ago
**40 ዓመ**ት **ሙሉእ ዘይሰሓቐት ሰበይቲ*****😱***

40 ዓመሙሉእ ዘይሰሓቐት ሰበይቲ😱
@interstingfactstk

〽️teen **christian ትበሃል እዛ ሰበይቲ እዚኣ ን 40 ዓመታት ዝኣክል ስሒቓ ኣይትፈልጥን።

〽️ እዚ ዝገበረትሉ ምኽንያት ድማ ገፃ ከይጨማደድ ብምባል እዩ።

〽️ ብጣዕሚ ዝገርም ነገር ድማ christian ጓላ ክትወለዳ ከላ እውን ገፀይ ከይጨማደድ ብምባል ክትስሕቕ ኣይከኣለትን 🤦‍♂

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፅርቲ ታሪኻት ይከታተሉ
** @interstingfactstk

1 year ago
**ናይ ጃፓን ወታደር ዝገርም ታሪኽ*****😂***

ናይ ጃፓን ወታደር ዝገርም ታሪኽ😂
@interstingfactstk
*〽️*teruo nakamura ይበሃል ኣብ ኻልኣይ ዓለም ጦርነት ናይ japan ወታደር ብሙኻን እናተዋግአ ዝነበረ እዩ።

〽️ብዝገርም ኹነታት ን 29 ዓመታት ሙሉእ እቲ ውግእ ዘይተወደአ መሲልዎ ኣብ ናይ ኢንዶኖዥያ ጫካ እዩ ተሓቢኡ ተገንዩ 😂

〽️ ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፅርቲ ታሪኻት ይከታተሉ
** @interstingfactstk

1 year ago
**Cristiano ronaldo ኣብ ሂወት ዘመኑ ተመርዕዩ …

Cristiano ronaldo ኣብ ሂወት ዘመኑ ተመርዕዩ ኣይፈልጥን 😱*
✅*** @interstingfactstk

*〽️*ronaldo እስካብ ሐዚ ናይ 5 ቆልዑት ኣቦ እንትኾን ነገር ግን ምስ ማንም ተመርዕዩ ኣይፈልጥን።

〽️ ብዝገርም ኹነታት ድማ ንቡዙሕ ዓመታት ምስኡ ዘላ georgina ንባዕላ ሰበይቱ ከይኾነት ፍቕረኝኡ እያ oficially ኣይተመርዐዉን።
〽️ብሓባር ብሙኻን ግና 4 ቆልዑት ክወልዱ ኽኢሎም እዮም።

〽️ንምንታይ ዘይምርዖ ይመስለኩም?🙂

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ።
** @interstingfactstk

1 year ago
*****〽️***ናይ እስክርቢቶ መኽደን ነዃል እንታይ እዩ …

*〽️ናይ እስክርቢቶ መኽደን ነዃል እንታይ እዩ ጥቕሙ? *** @interstingfactstk

*〽️*ብዙሓት ሰባት ናይ እስክርቢቶ መኽደን ናይ ምሕያኽ ሕማቕ ልምዲ ኣለዎም።

〽️እቲ ነዃል ድማ ጥቕሙ ሰባት ነቲ መኽደን እናሓየኹ ሃንደበት እንተውሒጠሞ ንትንፋስ መተሓላለፊ እዩ ተሰሪሑ።

〽️ እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ኣብ ዓመት ልዕሊ 100 ሰባት መኽደን ብምውሓጥ ይሞቱ።🤦‍♂

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ።**
***✅*** @interstingfactstk

1 year ago
***✅*** [@interstingfactstk](https://t.me/interstingfactstk)

@interstingfactstk
〽️**stephe king ኣብ ዓለምና ኣለው ካብ ዝበሃሉ መፍርሒ ናይ ሆረር ፊልሚ ደረስቲ እቲ ሓደ እዩ።  ሓደ ግዜ ኣብ ቃለ-መሕተት ቐሪቡ ካብኡ ዘይትፅበዮ ብጣዕሚ መስሐቒ መግለፂ ሃበ።

〽️እዚ ብቡዙሓት ሰባት ብ መፍርሒ ናይ ሆረር ድርሰቱ ዝምስከረሉ Stephen ምሸት መብራህቲ ተዘይበሪሃ ክድቅስ ከምዘይኽእል ክናገር ኽኢሉ እዩ🤭😂

➡️〽️The shining, misery, the mist እዚኦምን ካልኦት ቡዙሓት ፊልምታት ክፅሕፍ ክኢሉ እዩ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ
** @interstingfactstk

1 year, 1 month ago
**ካብ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ኣፍ*****😱***

ካብ ዓለምና እቲ ዝዓበየ ኣፍ😱
@interstingfactstk
*〽️*ኣብዚ ምስሊ እትሪእዎ ዘለኹም ፍራንሲስኮ ዶሚንጎ ጃኮዩም ይበሃል።

〽️እዚ ሰብ እዚ ካብ ዓለምና እቲ ዝገፈሐ ኣፍ ብምሓዝ ኣብ ቅድሚት ይስራዕ።

〽️ናይ ጃኮዩም ኣፍ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ 17 ሳንቲሜትር ወይ 6.69 ኢንች ዝኣክል ይሰፍሕ።

〽️ ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓቅታት ይከታተሉ
** @interstingfactstk

1 year, 1 month ago
**ናይ 62ዓመት ሰበይቲ ምስ 9 ዓመት …

ናይ 62ዓመት ሰበይቲ ምስ 9 ዓመት ህፃን ሰብኣያ😂 @interstingfactstk
*〽️*62ዓመት ዝገበረት ሄለን ሻንቡንጉ ናይ 9 ዓመት ህፃን ክትምርዖ ኽኢላ እያ።

〽️እዚ ከይኣኽላ ድማ ን ተዓደምታ  ኸምዚ ዝስዕብ በለቶም "ፍቕሪ ናይ ዕድመ ገደብ ኣይብሉን ንዓየ ዝፀርፉ ሰባት ሓቀኛ ፍቕሪ ኣጋጢምዎም ስለዘይፈልጥ እዩ"🤭
〽️እስኹም ኸ እንታይ ይመስለኩም?**

〽️ድሕሪ እዚ መርዓ ዝህልዮም ናብራ ሓሲብኩሞ ዲኹም🤭🤭😂

*〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ
* @interstingfactstk

1 year, 1 month ago
***〽️*****ናይ ሰበይቱ ጭቕጭቕ ምስ በዘሖ ባንኪ …

〽️ናይ ሰበይቱ ጭቕጭቕ ምስ በዘሖ ባንኪ ዝዘረፈ ሰብኣይ😂 @interstingfactstk

*〽️*lawerence ripple ይበሃል እዚ ሰብ እዚ ሓደ መዓልቲ ናብ ባንኪ ብምኻድ ይዘርፍ እሞ ፖሊሳት እስካብ ዝመፁ ኮፍ ኢሉ ይፅበዮም።

〽️በዚ ዝተገረሙ ፖሊሳት ድማ ንምንታይ ኸምኡ ከምዝገበረ እንትጥይቕዎ ካብ ናይ ሰበይተይ ጭቕጭቅ እስርቤት ይሕሸኒ ብምባል ነዚ ተግባር ምፍፃሙ ነገሮም።

〽️ በዚ ዝተገረመ ፍርድቤት ድማ ን 6 ወርሒ ኣብ ገዛ ውሽጢ ምስ ሰበይቱ ንከሕልፎ ወሲንሉ።

〽️ነዚ ዝቕፅል ሊንክ ብምንካእ ዝገርሙ ሓፀርቲ ታሪኻት ይከታተሉ።** ***✅*** @interstingfactstk ..

We recommend to visit

https://www.hulepay.com/

Last updated 1 week, 3 days ago

🍿የ VIP ቻናላችንን በአነስተኛ ክፍያ በመቀላቀል ሁሉንም ፊልሞችን ማግኘት ትችላላቹ።
🍿 CHANNEL ~> @Wase_Records
🍿 BOT ~> @Wase_Records_Bot
🍿 OWNER ~> @The_hacker_person
🍿 VIP ~> @The_hacker_person

Last updated 3 days, 8 hours ago

አፍሪወርክ ቢዝነሶች እና የግል ቀጣሪዎች ለስራቸው ከሚፈልግዋቸው ፍሪላንሰሮች ፣ ቋሚ ሰራተኞች እንዲሁም የትርፍ ጊዜ ሰራተኞች ጋር በቀጥታ የሚገናኙበት ፕላትፎርም ነው።

አሰሪዎች ስራ ለመልቀቅ @freelanceethbot ይጠቀሙ

Afriwork in English @freelance_ethio

Last updated 1 month, 3 weeks ago