Dive into the Ultimate Free Library: Your One-Stop Hub for Entertainment!

⚫️⚪️ ሶሎዳ ስፖርት Soloda Sport⚫️⚪️

Description
ጋንታና ጋንታ ሶሎዳ ዓድዋ ካብ ላዕለዋይ_ሊግ ናብ ፕርሜር_ሊግ ንምሕላፍ ትናሓናሕ ዘላ ጋንታ እያ።
√ ሓደሽቲ ሓበሬታታት ጋንታ ሶሎዳ ዓድዋ
√ሓበሬታታት ላዕለዋይ ሊግ ኢ/ያ
√ሓበሬታታት ፕርሜር ሊግ ኢ/ያ
√ ፀወታታት ብቐጥታ ፁሑፍ ፈነወ
**ንዝህልዎም ሓሳብ ሪኢቶ እዚ ሊንክ ይጠቐሙ
👇👇👇👇👇👇
@solodaadwafcbot
Advertising
We recommend to visit

ከቅዳሜ በስተቀር በየዕለቱ፣ ከሰኞ እስከ ዓርብ ረፋድ ከ3:30 እስከ 5:00፣ እሁድ ከጠዋቱ 2:00 እስከ 4:00 በብስራት ኤፍ ኤም 101.1

Last updated 1 month ago

የስራ ማስታወቂያ ከጋዜጣ ፣ ከቲቪና ራዲዮ ፣ ከማስታወቂያ ቦርድ ፣ ከድህረ-ገፅና ከማህበራዊ ሚዲያና ከመሳሰሉት ቦታዎች በአንድ ቦታ ተሰብስበው ያግኙ::

#Group t.me//Ethio_Jobs2000




#የመዝናኛ ቻናል https://t.me/+UPjrnHF6QzI0ZmQ0

https://t.me/+h0l2XzeI8RQyODlk

For promotion 📩 @Share_Home

Last updated 1 week ago

Certified Professional Life Coaches
የቻናላችንን አነቃቂ ቪዲዮ መመልከት ለምትፈልጉ
https://www.youtube.com/@inspireethiopiamedia 👈 ይሄንን ሊንክ ይጫኑ

Last updated 4 months, 4 weeks ago

2 years, 10 months ago

@solodaadwafcbot ኣሕዋት እስኪ ኣብዚኣ ☝️☝️ ተንኪፍኩም ናይምህላው ምልክት ፅሓፉልና

2 years, 10 months ago

ኣለኹ 🖐

2 years, 10 months ago

ንኹሉኹም ኣባላት ቻናልና ኣኣብ ዘለኽሞ ሰላምታይ ይብፃሕኹም። ቻናልና ብዛዕባ ጋንታና #ጋንታ_ሶሎዳ_ዓድዋ ኩነታት ትስንድን ፅቡቕ ተቐባልነት ረኺባ ዝነበረት ቻናል ምኻና ይዝከር ይኹን እምበር በቲ ኣጋጢሙና ዘሎ ከቢድ ኩነታት ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተዓፅያ ድሕሪ ምፅናሕ ተመሊሳ ኣላ ሞ ዳግማይ ብምርኻብና እናመስገንኩ ሓደ ሓሳብ ስለዘለና ኢንተርኔት ዝረኸብኩም ምልክት እናሃብኩም ናብ ኢንተርኔት ይረኽቡ እዮም ትብልዎም ሰባት ድማ Sare👉 ግበሩዎ።👉👉👉

2 years, 12 months ago
⚫️⚪️ ሶሎዳ ስፖርት Soloda Sport⚫️⚪️
3 years, 7 months ago
ኣባል ጋንታና ሳምሶን በርሀ (ወዲ ሃለቃ) …

ኣባል ጋንታና ሳምሶን በርሀ (ወዲ ሃለቃ) ብጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ናይ ፈተነ ዕድል ተባሂብዎ።
ሰናይ ዕድል ሳሚ
@solodasport

4 years, 1 month ago
⚫️⚪️ ሶሎዳ ስፖርት Soloda Sport⚫️⚪️
4 years, 1 month ago
⚫️⚪️ ሶሎዳ ስፖርት Soloda Sport⚫️⚪️
4 years, 1 month ago
⚫️⚪️ ሶሎዳ ስፖርት Soloda Sport⚫️⚪️
4 years, 1 month ago

ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሶሎዳ ዓድዋ ብምኽንያት ሕማም ኮረና ቫይረስ ንፅጉማት ጎደና ሓደር ምግብን ኣልባስን ብሓገዝ ኣበሪኪታ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ርኽክብ ዕላማ ሓገዝ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሶሎዳ ዓድዋ ዝገለፁ ስራሕ መካየዲ ጋንታ ሶሎዳ መምህር ክብሮም ተስፋይ ከምዝገልፅዎ ብምኽንያት ሕማም ኮረና ቫይረስ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሶሎዳ ዓድዋ ናይ ህዝቢ ስለዝኾነት ፀገም ህዝቢ ናተይ እዩ ብምባልን ከምእውን ነታ ጋንታ ኩሉ ጊዜ ብገንዘብን ናውትን ዝሕግዝዋ ብዓል ዋና ፓን ኣፍሪካ ሆቴል ዓድዋ ብሓባር ብምትሕብባር ናይ ምግቢ መስተንግዶ 10‚000 ብር ሓገዝ ብምግባር ከምእውን ክዳን ቲሽርት ፣ጫማን ፈሳሲ ሳሙና ሓዊሱ ልዕሊ 15‚000 ብር ወፃኢ ብምግባርን ንቶም ፅጉማት ጎዳና ሓደር ኣብ ከባቢ መናሃሪያ ዝውዕሉን ዝሓድሩን ንዝነበሩ ቁፅሮም 66 ንዝኾኑ ብሓገዝ ከምዝበርክቱን ቐፃሊ ነቲ ሕብረተሰብ ናይ ግንዛበ ስራሕ ከምዝርሑ እውን ገሊፆም። ቐፂለና ዘዘራረብናዮ ተፃወታይ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሶሎዳ ዓድዋ ዝኾነ የማነ ገብረስላሴ ከም ዝገለፆ ንሕና ተፃወቲ ዋላ እንተዕረፈና ምሰቲ ሕዚ ተፈጢሩ ዘሎ ሕማም ኮሮና ቫይረስ እንታይ ክንሕግዝ ኣለና ብምባል ኣብ ፀገም ንዘለው ፅጉማት ወገናት ከም ሰብ ክንሕግዞም ኣለና ብምባል ከምዚ ዓይነት ሓገዝ ክነበርክት ኪኢልና ኢሉ። ኣብ መወዳእታ ካብቶም ተሓገዝቲ ዘዘራረብናዮም መንእስይ ሃፍቱ ማሙ ከም ዝገለፆ ንሕና ኣብ መነባብሮና ፀገም ስለዘለናን ንሕማም ቫይረስ ኮረና ስለ ንጋለፅ ነዚ ፀገም ተረዲኦም ዝተፈላለዮ ኣካላት እናሓገዙና መፂኦም እዮም።ሕዚ ድማ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ሶሎዳ ዓድዋ ናይ ምግቢ፣ክዳን፣ጫማን ፈሳሲ ሳሙና ሓገዝ ብምግባራ በዚ ኣገጣሚ ክነምስግን ይግባእ ኢሉ።

ሕማም ኮረና ቫይረስ ቐታሊ እዩ!!

ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ ዓድዋ

@solodasport

We recommend to visit

ከቅዳሜ በስተቀር በየዕለቱ፣ ከሰኞ እስከ ዓርብ ረፋድ ከ3:30 እስከ 5:00፣ እሁድ ከጠዋቱ 2:00 እስከ 4:00 በብስራት ኤፍ ኤም 101.1

Last updated 1 month ago

የስራ ማስታወቂያ ከጋዜጣ ፣ ከቲቪና ራዲዮ ፣ ከማስታወቂያ ቦርድ ፣ ከድህረ-ገፅና ከማህበራዊ ሚዲያና ከመሳሰሉት ቦታዎች በአንድ ቦታ ተሰብስበው ያግኙ::

#Group t.me//Ethio_Jobs2000




#የመዝናኛ ቻናል https://t.me/+UPjrnHF6QzI0ZmQ0

https://t.me/+h0l2XzeI8RQyODlk

For promotion 📩 @Share_Home

Last updated 1 week ago

Certified Professional Life Coaches
የቻናላችንን አነቃቂ ቪዲዮ መመልከት ለምትፈልጉ
https://www.youtube.com/@inspireethiopiamedia 👈 ይሄንን ሊንክ ይጫኑ

Last updated 4 months, 4 weeks ago